ትምህርቲ
ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ዝዳሎ ትምህርቲ ድማ ኣሎትሕዝቶ ናይቲ ትምህርቲ ድማ።
- ብዛዕባ ኣተሓሳስባ
- ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ
- ምሕደራ ግዜ
- መደባት ምሕንጻጽ
- ካብ መርኻቢ ብዙሓን ከመይ ኢልካ ትላቀቅ
- ምልምማድ ምንባብ መጽሕፍቲ፣ ከመይ ገርካ ዝሓሸ መጽሕእፍቲ ትመርጽ።
እዝን ካልእን ክመጽእ እዩ። ናይዚ ትምህርቲ ተሳተፍቲ ንሙዃን፣ ካብ ሕጂ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሰንጠረጅ መልእኽቲ ሰዲድኩም ምምዝጋብ ይከኣል እዩ። ብተወሳኺ ሕቶ ኣብ ኣነባብራኹም ክትዕርይዎ ይኹን ወይ ክትመሃርዎ ትደልዩ ምስ ዝህሉ ደስ ዝበለኩም። ብፍላይ ኣብዚ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ኣርእስቲ ምሕታት ይፍቀድ እዩ።
ነቶም ካብ ብሕጂ ትምዝገቡ ድማ ካብ ትምህርቲ ምስ ጀመርኩም ንትገዝእዎ መጽሓፍ 15% ናይ ሙጉዳል ዋጋ ከም ዝገብረልኩም ቃል ይኣቱ።