-
ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ
€19.99€17.99 -
ርእሰ-ምትእምማን ምህናጽ €19.99
-
ሜላታት ዕውት ህይወት €19.99
-
ጽባሕ! €24.99
-
48 ሕግታት ሓይሊ €25.00
-
1984 €19.99
-
ብርሃን ኣእምሮ €21.99
-
21 ሜላታት ግቡእ ኣጠቓቕማ ግዜ €24.99
-
30 መዓልትታት €24.99
-
4 ኣርባዕቲኦም ስምምዓት €19.99
-
5 መትከላት ህይወት €19.99
-
7 ልማዳት ዕዉታት ሰባት €22.99
-
7 ባህርያት ዕውታት መንእሳያት €24.99
-
ሃሪ ፖተር €19.99
-
ህያብ ንቘልዑ €19.99
-
ልሳን መጽሓፍቲ ቆልዑ €19.99
-
ሓያል ኢኻ €18.99
-
ሓይሊ ራእይ €19.99
-
ሓይሊ ኣተኩሮ €19.99
-
ሕርይቲ €19.99
-
ሕሰብ'ሞ ክትህብትም!
€24.99€22.49 -
መሕደር ፍቕሪ €19.99
-
መሪሕነት €18.00
አንታይ ዓይነት መጽሓፍቲ ኣብዚ ነዳሉ
ክሉ ዓይነት መጽሓፍቲ ብዝያዳ ስነ ልቦና፣ ልቢ ወለድ፣ ፍልስፍና፣ግዜ ከሙኡውን ኣብ ውልቃዊ ዕብየትን ገንዘብን ዘተኮረ።
ብኸመይ ምንባብ ክለማመድ ይኽእል፣
ብቡዙሕ መንገዲ፣ ካብ ብዙሕ ብውሑድ ግና ብልቢ ወለድ መጽሓፍቲ ምጅማር፣ ብውሑድ ግዜ ፈሊኻ ንመዓልቲ 5-15 ደቃይቅ መንባብ፣
ንዕብየተይ ኣዮኖት መጽሓፍቲ ከንብብ ተማኽረኒ?
ዓይነት ዕብየት ዝፈላለ አኳ እንተ ኮነ፣ እተን ዝበለጻ መጻሕፍቲ ( ብርሃን ኣእምሮ፣ሕሰብሞ ክትህብትም፥ ኣተማዊ ልምድታት ወዘተ)ንብዝያዳ ሓገዝን ሓበሬታን በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሰንጠረጅ መልእኽቲ ስደዱ
መግቢ ዝጠመየ ከብድን፣ ንቅሓት ዝጠመየ ይእምሮን ይስስዑ እንበር ድራር ነይስእኑ.
"ጥበበኛታት ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ እቲ ዕድሜና ሓጺር ምዃኑ ምሃረና።" -
ንጉስ ዳዊት"
"ምስ ዓሻ ቑም ነገር ዘለዎ ዘረባ ኣይትዛረብ፣ ምኽንያቱ ኣየስተማቕሮን ኢዩ።" -
ጥበበኛ ሰሎሞን"
» ኣድማስ ካብ ውሽጥኻ ወጻኢ ኣይኰነን ዘሎ። ናብ ውሽጥኻ ጠምት። እቲ ኹሉ ንስኻ እትደልዮ፡ ምሳኻ እኮ እዩ ዘሎ።»”
- ሩሚ